Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 21 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ ሁለት እጁ እነሴ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 21 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ ሰዓት 1 ንጎሆ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ካብ ጎንደር ብምብጋስ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ዝነበረት ባስ ምስ ካብ ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብምብጋስ ናብ ወይን ውሃ እትጓዓዝ ዝነበረት ቅጥቅጥ ኣይሱዚ ብምልታማ እቶም 21 ሰባት ከምዝሞቱ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ሞጣ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.