Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕያሽ ሰዓት እቶ እቶ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕያሽ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተገበረ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መብግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ኩነታት እቲ ክልል ምስ ተዛተየ ኣብ ዝተነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምምሕያሽ ገይሩ፡፡

ካብ ንምሸት ሰዓት ክልተ ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 12 ዝተነበረ ገደብ ሰዓት ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ፀፅታ እናተመሓየሸ ብምምፅኡ ምንቅስቓስ ቁጠባዊ ሃፍቲ ከይተኣጓልን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ተሓሳቢ ብዝገበረ መልክዑ ምምሕያሽ ተገይሩ ኢዩ ኢሎም፡፡

ብመሰረት እዚ እቲ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ካብ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ክሳብ ወጋሕታ 11 ሰዓት ንኽኸውን ምምሕያሽ ከምዝተገበረሉ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.