Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡

እቲ ጎስጓስ  ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምዝታይ ቀፃሊ  ኣንፈታት ክህብ እዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.