Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ብዝተተለመሉ ይኸይድ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ብዝተተለመሉ ይኸይድ ምህላዉ ኣፍሊጦም።

እቲ ኦፕሬሽን ገበነኛ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዕጥቁ ንክፈትሕ ድሕሪ ምግባር ፈጠርቲ ፀገም ናብ ፈርዲ አንትቐርቡ ከምኡውን ኣብቲ ክልል ሕጋዊ ተቐባልነት ዘለዎ ምምሕዳር እንትጣየሽ ደው ከምዝብል እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጦም።

ስለዝኾነ ኩሎም ስራሕቲ ብፍጥነትን ብዝተተለመሎምን መገዲ ይኸዱ ኣለዉ ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.