Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም።

ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 93 ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ካብ ሓደጋ ንምክልኻል ክበሃል ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ከምዝተደንገገ ይዝከር።

ስለዝኾነ ኣብ ክልል ትግራይ ንመርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ሓበሬታ ምሃብ ዘኽእሉ ኣድራሻታት ዕላዊ ኮይኖም ኣለዉ።

ብመሰረት እዚ፦

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

ኢሜል ኣድራሻ:-Stateofemergency2013@gmail.com

ፌስቡክ ኣድራሻ:- “የአስቸኳይ ጊዜ መርማሪ ቦርድ”

ቁፅሪ ስልኪ Tel.:- 0111544181/0111239980

ቁ. ሳ. ፖ. :- 80001

ፋክስ ፡- 0111544641

ነፃ ስልኪ:- 8557

ቴሌግራም ኣድራሻ:- State of emergency enquiry board FDRE ከምኡውን ኣደራሻ ቢሮ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ፥ ኣራት ኪሎ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብኣካል ብምርካብ ሓበሬታን ጥቆማን ምሃብ ከምዝከኣል ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.