Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ብፍትሓውነት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)÷ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፋብ ወረዳ ባቢሌ ቀበሌ ኣቦሽ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኦቦሻ እምነ ኹርናዕ ኣቐሚጦም።

እቲ ቤት ትምህርቲ÷ ሰባት ንሰባት ብዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ዝህነፅ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ፅሬት ትምህርቲ ብፍትሓውነት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፆም።

ሃገር ለኸ ተፀዋዒ ገባሪ ሰናይ ትካል ሰባት ንሰባት ኣይተ ይልማ ታዬ÷ እቲ ትካል ኣብ ዝተቐመጠሉ እዋን ህንፀቱ ንምዝዛም ብዕቱብ ከምዝሰርሕ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.