Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።

ነበርቲ እቲ ክልል፥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ጉጅለ ህወሓት ዝቃወምን ከምኡ እውን ዝተፈለለዩ ጭርሖታት ብመሓዝ ኣብ እስታዲየም ሃዋሳ ተረኸቦም ሰላማዊ ሰልፊ እናካየዱ ይርከቡ።

ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ንጉጅለ ህወሓት ዝኹንንን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፉን ሰላማዊ ሰልፊታት እናተኻየዱ ፀኒሖም ኢዮም።

ብብርሃኑ በጋሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.