Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ውፅኢት ተምሃሮ ዘመሓይሽ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ውፅኢት ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዘመሓይሽ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ 2015 ዓ.ም ዘበነ ትምህርቲ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊን ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊን ውፅኢት ምትሓቱ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ዝሓሸ ውፅኢት ንምምፃእ ብምባል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብ ቀዳማይ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ዘለዉ ተምሃሮ ብቑዓትን ተወዳደርቲን ንክኾኑ ንምግባር ዘድሊ ሃፍቲ ብዝምልከት ጠመተ ተዋሂቡ ዘተ ክግበርኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.