Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ነበርቲ እቲ ከባቢ ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.