Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ዝጠመተ ዘተ ይሳላጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባን ካልኦት ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይን ዩኒቨርስቲ መቐለን ተዘዋዊሮም ዑደት ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ኮሙዩኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝክብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.