Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ሓደ ቤት ብልዒ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ሓደ ቤት ብልዒ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።

እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሎሚ መዓልቲ ቀትሪ ኣብታ ከተማ ከባቢ ፒያሳ ኢዩ ኣጋጢሙ፡፡

እቲ ሓደጋ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ ሓደጋን ዝርዝር ዝበፅ ጉድኣትን እናተፃረየ ከምዝኾነን ተገሊፁ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.