Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጅማ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ መድሓኒት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ጄነቫ ኣብ ዝተብሃለ ሆቴል ትሕቲ መሬት ኣብ ዝተሃነፁ 3 ክፍሊታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ መድሓኒት ተታሒዙ።

መተሓባበሪ ጥዕናን ጥዕና ተንከፍን ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና እታ ከተማ ኣይተ ኣክበር ከማል ከምዝገለፁዎ፥ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ጅማ መናሃሪያ ዘይሕጋዊ መድሓኒት ከምዝሽየጥ ሓበሬታ ይበፅሖም ነይሩ።

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣብዚ ሰሙን ምስ ቤት ፅሕፈት ብምትሕብባር ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ብዝገበሮ ፍተሸ እቶም መድሓኒታት ከምዝተትሓዙ ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፃሊ ምስቶም መድሓኒታት ተተሓሒዙ ተወሳኺ ምርመራታት ከምዝግበሩ እቶም መተሓባበሪ ገሊፆም።

ብሙክታር ጠሃ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.