Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ደሴ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ )ኣብ ከተማ ደሴ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጢን ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብምብጋሰድን ኣብ ስታዲየም ሆጤ ብምትእኅኻብን ዝተፈላለዩ ናይ ድጋፍ መልእኽቲታት ኣመሓላሊፎም።

ንድጋፍ ሰልፊ ዝወፅአሁ ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ሓይሊ ጁንታ ንድምሳስ ዝተኻየደ ፖለቲካዊ ኣመራርሓ ንንእድ” ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ኣብቲ ሰልፊ “ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዘተዓናቕፉ ሽርሒታት ንኹንን፣ ከፋፋሊን ብህርተኛነትን ንፅየፍ” ዝብሉ መልእኽቲታት እውን ኣስሚዖም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.