Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻየይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻየይዱ።

ኣይተ ኣበባው ተፈራ ዝተብሃሉ በዓል ሃፍቲ እታ ከተማን ሰራሕተኛታት ቢጂኣይ ኢትዮጵያን ኢዮም ኣብ ክልተ መዓስከራት ንዝርከቡ 853 ተመዛበልቲ መኣዲ ኣካፊሎም ዘለዉ።

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ልዕላ 20 ሺሕ ተመዛበልቲ ከምዝርከቡን ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም 5 ሺሕ ኣብ መዓስከር ከምዝርከቡን ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.