ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ።
ዛሬ በአዲስ አበባ ከተማ በተካሄደው የአረንጓዴ አሻራ የችግኝ ተከላ መርሐግብር ከ1ነጥብ 5 ሚሊየን በላይ ችግኞችን መተከሉ ተገለጸ።
ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ጀሚሩ ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ፥ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ይዝከር።
ይኹን እምበር ነበርቲ ብዕቱብ ብምውፃእ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሃገር በቆል ፈልሲታትን ፍረምረን ምትካል ከምዝተኸኣለ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።