Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ።

ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝምስረት ቤት ምኽሪ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤኡ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ክመርፅ ኢዩ፡፡

138 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔን ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴን እውን ክመርፅ ኢዩ፡፡

ዝተላለዩ ደምቢታት ምሕደራን ኣወዳድድባን ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ክምዘሎ እውን ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.