Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ከምኡ እውን መንግስቲ ሃገር ንምድሓን ዝጀመሮ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ከምዝካየድ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኣብ ከተማ ኣሶሳን ዙሪያኣን ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምኡ እውን ማሕበረሰብ ንግዲ ካብ ንጉሆ ሰዓት ክልተ ጀሚሮም ብእርይ ቁፅር ብምውፃእ ሃገር ንምድሓን ምሕዝነቶም ብሰልፊ ንኽገልፁ መንግስቲ እቲ ክልልን ምምሕዳር ከተማ ኣሶሳን ኣቕሪቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.