Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ባሕርዳር ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ።

ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ሉዓላዊነትና ኣኽብሩ፣ ኲናት ውክልና ጠጠው ይበል፣ ብስም ርዳእታ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ደው ይበል፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከኲናት መግለፂኡ ኢዩ” ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚኦም።

“ንኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ኢየ፤ ድምፀይ ከስምዕ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ፡፡

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.