Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ ምልምል ሰልጠንቲ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ብመዓረርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ መምርሒ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ወይዘሮ ብርሃን ንጉሴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም፡፡

ነበርቲ ከተማ ባህርዳር እውን ኣብ ኣደባባያት ተረኺቦም ነቶም ምልልምል ሰልጠንቲ ኣባላት ምፍናው ከምዝገበሩሎም ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.