Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 175 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 175 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም።

እቶም ፕሮጀክትታት ብሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ፍቃዱ ተሰማን ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳን ኢዮም ተመሪቖም።

ካብ መንጎ እቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክትታት ልምዓት፥ ኣስፋልት፣ ቤት ትምህርቲ፣ ማእኸል ዕዳጋን ካልኦትን ይርከብዎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.