Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዝተገበረ ፍተሸ መሳርሒታት ኲናትን ንተግባር ራዐዲ ዝውዕሉ ናውቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣብ ኣርባዕተ ቀበሌታት ብዝተገበረ ፍተሸ መሳርሒታት ኲናትን ንተግባር ራዐዲ ዝውዕሉ ናውቲን ተታሒዞም።

ካብ ጦር መሳርሒታትን ናውቲን ብተወሳኺ 66 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተሓቢሩ።

ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሻሸመኔ ኢንስፔክተር ታምራት ኣበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበሩዎ፥ እቶም መሳርሒታት ኲናትን ናውቲን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ስዒቡ ኣካላት ፀፅታ ተዋዲዶም ብምስራሕ ካብ 5 ሕዳር ከሚሩ ብዝተገበረ ወፍሪ ፍተሸ ዝተትሓዙ ኢዮም።

ብሃይለኢየሱስ ስዩም

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.