Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ገንዘብ አብ መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ከምዝተትሓዘ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ ዲቪዢን እቲ ምምሕዳር ኮማንደር ኣበራ ዳባ ገሊፆም፡፡

ካብ ውሽጢ እቲ ዝተትሓዘ ገንዘብ፥ 36 ሺሕን 678 ዶላር ኣሜሪካ፣ 59 ሺሕን 150 ሪያል ስዑድ ዓረብ፣ 84 ሺሕን 785 ድርሃም ሕቡራት ዓረብ ዒሚረታት፣ 5 ሺሕን 570 ዶላር ካናዳ ሓዊሱ ናብ ዙሓት ሃገራት ገንዘብ ከምዝሓዘ እውን ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.