Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ትግራይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ።

እቲ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኢዮም ከፊተምዎ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣይተ ጌታቸው ሓዊሱ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ተሳተፍቲ እቲ ኤክስፖን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.