Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮንቨርስቲ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም።

ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት ማእኸል ሕክምናን ስነ ምረዛን ፎረንሲክ፣ ቤተ መድሓኒት ማሕበረሰብ፣ ማእኸል ሕክምና ስነ ኣእምሮ፣ ማእኸል ሕክምና ካንሰርን ሕክምና ሕንጠያትን ይርከቡዎም።

እቲ ማእኸል ሕክምና ካንሰር 100 መደቀሲታት ዘካተተ እንትኸውን፣ ንህንፀት 400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ።

ብታመነ ኣረጋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.