Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ “ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓለ ፅባቐ ከተማና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ።

ብስራሕቲ እቲ ኮሪደር ልምዓት ኣብታ ከተማ  ብልዕሊ 1 ነጥቢ 64 ቢሊየን ብር 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ስራሕቲ ኮሪደር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ካብ ዳቶ ክሳብ ጨፌ ዘሎ ዘሎ 34 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ብ2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ብር ናይ ምኽፋት ስራሕ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ብመቅደስ ኣስፋው

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.