Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከባቢ ፀበል ቀራኒዮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ብተለምዶ ቀራኒዮ ፀበል እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡34 ኣብ መንበሪ ገዛ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓሙሽተ ኣባላት ስድራ ቤት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ፡፡

በቲ ሓደጋ ኣቦ ሓዊሱ ካብ 4 ክሳብ 14 ዓመት ዕድመ ዝነበሮም ህፃናት ኢዮም ህይወቶም ዝሓለፉ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.