Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ዝተደብረየ ቡምባ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ዝተደብረየ ቡምባ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 11 ከባቢ ቤት ተምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ተደብሪዩ ዝነበረ ክልተ ቦምቢን ሓደ መነፀር ዓውደ ኲናትን ምስ መቐመጢኦም ብሓበሬታ ህዝቢ ከምዝተረኸበ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.