Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ ልዕሊ 777 ሚሊየን ዶላር ቃል ተኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበርቲ ሰናይ ሃገራት ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ 777 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ቃል ኣቲየን።

እቲ ቃል ዝተኣተወ ገንዘብ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ብውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ሕማማት ንምክልኻል ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ሕማም ንምክልኻል፣ ምቁፅፃርን ምጥፋእን ዝዓለመ ከምዝኾነ ገልፍ ቱደይ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.