Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም።

እቶም ኢትዮጵያውሓጎሶም ዝገልፁ፥ ያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝዓረፉሉ ሆቴል ግራንድ ብምትእኽኻብ ኢዩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ብግደኦም፥ ኣብቲ ሆቴል ንዝተረኸቡ ኢትዮጵያውያን ሰላምታን ምስጋናን ኣቕሪቦም።

ዶክተር ኣቢይ፥ ትማሊ ኣብ ኦስሎ ብዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ሽልማት ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ተረኺቦም ምቕባሎም ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.