Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋን ኣዝመራ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብምሕራስ 46 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምእካብ ከምዘትሃቀነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኣዝመራ እዚ ዓመት ኣብ እዋን ኣዝመራ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብምሕራስ 46 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምእካብ ከምዘትሃቀነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

በዘንድሮው የበልግ ወቅት 2 ነጥብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት በማረስ 46 ሚሊየን ኩንታል ምርት ለመሰብሰብ መታቀዱን በግብርና ሚኒስቴር የሰብል ልማት ዳይሬክተር ኢሳያስ ለማ ገለጹ፡፡

ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኢሳይያስ ለማ፥ ዝዓበየ ብፅሒት ፍርያት ኣዝመራ ዝሽፍኑ ክልላት ደቡብን ኦሚያን ከምዝኾኑ ብምሕባር ናብቶም ከባቢታት ዘርኢ ከምዝተኸፋፈለ ኣፍሊጡ፡፡

ቀረብ ዘርኢ እዚ ዓመት ዝዳሎ ምስ ክረምታዊ ተተሓሒዙ ብሓደ ግዘ ስለዝኾነ፥ ዝኾነ ይኹን ዓይነት ፀገም ቀረብ ከምዘይህሉ ኣፍሊጦም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.