Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እንግሊዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእነታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን  ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመረፀ መንግስቲ ፅዕንቶ ካብ ምግባር ንኽቑጠብን እንግሊዝ ትኹን ኣሜሪካ ካብ ኢትዮጵያ ኢደን ንኸልዕላ ሓቲቶም።

“ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምርጫና ኢዩ፤ ንህዝቢና ንዘበናት እናሳቐየ ዝፀንሐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍፁም ኣይኸውንን ክንብሎ ኢና፤ ህዝቢታት ዓፋርን ኣምሓራን በቲ ግብረ ራዕዲ ሙማት ይብቃዕ” ዝብሉን ካልልት ጭርሖታትን ኣስሚዖም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.