Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ኣብቲ ውድድር ተምሃሮ ኣፍሪካ ዝወዳደሩሉ ምድላው ኤክስፖ ካብ ንጉሆ ሰዓት 3 ሰዓት ጀሚሩ ከምዝካየድ ካብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዝረኸበናዮ ሓሬታ የረድእ።

ኣብቲ መድረኽ ኣምባሳደራትን ሚኒስትራትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ሃገራት ከምዝርከቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.