Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ ተዛሪቦም።

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ነበር መራሕቲ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘለዎም ልምዲ ኣካፊሎም።

ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዞባዊ ውህደት ኢኮኖሚ ንክህሊ ብብርኪ ዓለም ፃዕሪ ክግበር ኣለዎ ኢሎም።

ጎንፂ ብምውጋድ መትእስሳር መሰረተ ልምዓት ምጥንኻርን ኣብ ዓውዲታት ልምዓት ዕድላት ምፍጣርን ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ከምዝግባእ እውን ሓቢሮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.