Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ንፅበ – ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእሉን ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ትፅቢት ከምዝገብሩ ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም።

እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ውሳነታት ክውስኑ ኢዮም ኢሎም ትፅቢት ከምዝገብሩ ተዛሪቦም።

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤኡ ኣድህቦ ክገብረሉ ዝግባእ ጉዳይ ኣብ ምጥንኻር ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይ ኢዩ ዝበሉ እቶም ተሳተፍቲ፥ እዚ ድማ ብዙሕ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ፀገማት ንምፍታሕ ከምዝሕግዝ ኣብሪሆም።

እቶም ውሳነታት ኣፍሪካ ዘጋጥሙዋ ፀገማት ተሳጊራ ንኽትዕወት ዘሕግዝዙ ኢዮም ኢሎም።

ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮን ህፃናትን ከምኡ እውን ዝፍጠሩ ፀገማት መፍትሒ ንመሃብ ምስራሕ ከምዝግባእን ኣብቲ ጉባኤ እውን ሰላምን ምርግጋእን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ከመዝፅበዩ ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.