Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ  ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ብዝምልከት ምስ ሚነስቴር ግብርናን ዕደናን ዘቲዩ።

ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ምስ ሚኒስትር ገብርና ዑመር ሁሴን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ፍሪያት ስርናይ መስኖን ሓምለዋይ ኣሰርን ዝተፈፀሙ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ኣብ ካልኦት ዓይነታት ዘራእቲ ክድገም ከምዝግባእ ተላዚቦም።

ዶክተር እዮብ ተካልኝ ምስ ሚኒስተር ዕደና ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ድማ፥ ዓውዲ ዕደና ንኢትዮጵያ ፍሪያት ኢንዱስትሪ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ብዝምልከት ተዘራሪቦም።

ብተወሳኺ እሴት ዝተወሰኸሎም ፍሪያታት መዓድን ንዕዳጋ ወፃኢ ኣብ ዝቐርብሉ ኩነታት ሃናፂ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.