ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ዓለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ድሕንነቶም ንምሕላው ትኹረት ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።
ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም ክብሉ ገሊፆም።
እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ታንዛኒያ ፣ ማላዊ ፣ ዛምቢያ ፣ ዚምባብዌ ፣ ጂቡቲ ፣ ሱዳን፣ የመንን ኦማንን ከምዝምለሱ ተዛሪቦም።
ብዘመን በየነ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።