Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣባባ ምምሕዳርን ኣጠቓቕማን ንብረት ብኣሰራርሓ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምትግባር ዘኽእል ሶፍትዌር ናብ ስራሕ ኣትዩዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባባ ምምሕዳርን ኣጠቓቕማን ንብረት ብኣሰራርሓ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምትግባር ዘኽእል ሶፍትዌር ናብ ስራሕ ኣትዩ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ እቲ ሶፍትዌር መሪቕና ሙሉእ ንሙሉእ ናብ ተግባር ኣእቲናዮ ኣለና ኢለን።

ሃፍቲ ህዝብን መንግስትን ብስርዓት ንምምሕዳር፣ ብኽነትን ግዕዙይ ኣሰራርሓን ንምቕናስ ከምኡወን ህንፃታት ብምምዝጋብ ብትኽክል ፈሊጥካ ንምምሕዳርን ኣብ ረብሓ ንምውዓልን ዘኽአል ከምዝኾነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.