Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ሻምናይ ክፍሊ ፈተና ሚኒስትሪ ይወስዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ብብርኪ ከተማ ፈተና ሚኒስትሪ ሻምናይ ክፍሊ ይወስዱ ኣለዉ።

2 ሺሕን 200 ፈተንቲ፣ 700 ሱፐር ቫይዘራትን 182 ሓለፍቲ ጣቢያ ፈተናን ብምስታፍ እቲ ፈተና ይወሃብ ከምዘሎ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ናይ ንጎሆ መርሃ ግብሪ ኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ዓይነታት ትምህርቲ ይፍተኑ ኣለዉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.