Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቓ ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሞባይል ቴሌፎንን 87 ላፕቶፕን ተታሒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቓ ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሞባይል ቴሌፎንን 87 ላፕቶፕን ተታሒዘን።

ብተወሳኺ 69 ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዙ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ረዳት ኮሚሽነር ምርመራ ዳይሬክቶሬት ዝተፈላለዩን ዝተወደበቡን ገበናት ኣለማየሁ ኣያልቄ ተዛሪቦም።

ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ መፅናዕቲ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ኦፕሬሽን፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ፣ ልደታ፣ ቂርቆስ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶ፣ የካ፣ ኣዲስ ከተማ፣ ኣቃቂ ቃሊቲን ቦሌ እቶም ዝተሰረቑ ናውቲታት ምስተጠርጠርቶም ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.