Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣  22 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢኮኖሚያዊ ኣሻጥር ብምፍፃም ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ከምዝተሰረዘ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አብዱልፈታ የሱፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢኮኖሚያዊ ኣሻጥር ብምፍፃም ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 1 ሺሕን 886 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱ ኢሎም።

ስጉምቲ ካብ ዝተወሰደሎም እቶም 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ከምዝተሰረዘ ኣፍሊጦም ክብል ኢፕድ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.