Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ኣባይቲ ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተኻተቱ  220 ህንፃታት ዝርከብሎም ሳይታት፥

1.  መሪ ሎቄ (14 ህንፃታት)
2.  እህል ንግድ (5 ህንፃታት)
3.  ህንፃ አቅሪቢ (8 ህንፃታት)
4.  አስኮ (13 ህንፃታት)
5. አያት 1 ሳይት 1 (14 ህንፃታት)
6. አያት 1 ሳይት 2 (38 ህንፃታት)
7. አያት 1 ሳይት 3 (41 ህንፃታት)
8. አያት 1 ሳይት 4 (39 ህንፃታት)
9. ሰሚት (8 ህንፃታት)
10. ቦሌ ቡልቡላ ሎት 1 (27 ህንፃታት)
11. ቦሌ ቡልቡላ ሎት 2 (13  ህንፃታት) ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.