Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማዊ መድረኽ ዘተ መምህራን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማዊ መድረኽ ዘተ መምህራን ተሳሊጡ።

ኣብ ኣዳራሽ ሚሊየንየም ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ልዕሊ 5 ሺሕ መምህራን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ሰለማዊ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምርግጋፅ ይግባእ ኢለን።

ዝሓሸ ውፅኢት ንክምዝገብ ብሓባር ምስራሕ ከምዝግባር ሓቢረን።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅጽግና እታ ከተማ ኣይተ ሞገስ ባልቻ ብግደኦም፥ ኣብ ህንፀት ሃገር ግደ መምህራን ልዑል ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.