Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽርሒ ኢኮኖሚ እናተሳተፉ ዝነበሩ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ ኣብ ሽርሒ ኢኮኖሚ እናተሳተፉ ዝነበሩ 1 ሺሕን 967 ትካላት ንግዲ ሕጋዊን ምምሕዳራዊን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቲ ቢሮ በቢብርኩ ምስ ዘተዋደደ ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክትታልን ዘሳለጦም ተግባራት ገምጊሙ፡፡

ሓላፊ ንግዲ ቢሮ ኣይተ ኣብደልፈታሕ የሱፍ፥ ናሕሪ ዕዳጋ ካብ ምቁፅፃር ብተወሳኺ ብዝተወሰነ መልክዑ እውን እንተኾነ ዝተወሰኑ ፍርያታት ዝተርኣየ ምንካይ ዋጋ ዕዳጋ በዓል ዝተረጋግዐ ኮይኑ ንኸሓልፍ ግደ ምቁፅፃር እቲ ግብረ-ሓይሊ ዕዙዝ ከምዝነበረ ገሊፆም፡፡

እቲ ግብረ ሓይሊ ቀረብን ድሌትን ፍርያት ብምቅልጣፍ ከምኡ እውን ሕጋዊነት ንግዲ ንምርግጋፅ ዝተጀመረ ቁፅፅርን ክትትልን ኣጠናኺሮ ከምዝቕፅ ኣይተ ኣብደልፈታህ ኣፍሊጦም፡፡

እስካሁንም ከ31 ሺህ 278 የንግድ ተቋማት መጎብኘታቸውን የገለጹ ሲሆን÷ በ1 ሺህ 967 ንግድ ድርጅቶች ላይ ህጋዊና አስተዳደራዊ እርምጃዎች ተወስደዋልም ብለዋል

ክሳብ ሕዚ 31 ሺሕን 278 ትካላት ንግዲ ከምዝጎብነዩ ዝገለፁ እቶም ሓላፊ፥ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 967 ትካላት ንግዲ ሕጋዊን ምምሕዳራዊን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.