Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ቀሊል ባቡር፣ ኢትዮ ቴሌኮምን ኬብል ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ኢድ ንኢድ ሒዙ ምርመራ እናገበረ ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዘፈራት መሰረተ ልምዓት ዝፍፀሙ ገበናት ንምክልኻል ኩሉ ሰብ ብፀሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ እውን ፖሊስ መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ፡፡

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቀሊል ባቡር ኬብል መተሓላለፊ ሓይሊ ብምቑራፅ እናወሰዱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 9 ፍሉይ ቦትኡ ከባቢ ንግዲ ባንኪ ተመሳሳሊ ስርቂ እንትፍፅሙ ኣብ ስራሕቲ ምክልኻል ገበን ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ እታ ክፍለ ከተማ ኮማንደር ደመና ተስፋየ ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.