Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ።

ነበርቲ እታ ከተማ ከካብ ከባቢኦም “ጁንታ ፀላኢ ኢትዮጵያ ኢዩ፣ ሓላፍነትና ታሪኻዊ ኢዩ፣ ንወራሪ ፀላኢ ኣይንምብርከኽን፣ ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ኣይትፈርስን፣ ንደጋዊ ፅዕንቶ ዝምብርከኽ መንነት የብልናን፣ ኢትዮጵያ ብውክልና ኲናት ኣይትምብርከኽን፣ ራኢ ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ደው ኣየብሎን!፣ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና ኢትዮጵያ እውን ክትቅፅል ኢያ!” ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ሒዞም እናወፅኡ ይርከቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.