Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገብረሎም ኣጋይሽን ካልኦት ተሳተፍትን ተረኺቦም።

ብካልእ ወገን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ዑደት ዝገብሩሉ መርሃ ግብሪ ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.