ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ብቅንዕናን ተኣማነነትን ንዘገልገሉ ኣካላት ፀፅታ እቲ ኣፍልጦ ከምዝተውሃበ ገሊፀን።
ኢትዮጵያ ብብዙሕ መስዋእትነት ዝፀንዐት ሃገር ኢያ እውን ኢለን።
ንናይ ባዕልኹም ህይወት ከይሰሳዕኹም ንሃገርኩም ክብሪን ንህዝብኹም ሰላምን ድሕንነትን መስዋእቲ ብምዃን ዋጋ ንዝኸፈልኩም ኩሉኹም ብሰላም ወፂእና ምእታውና ናያትኩም መስዋእትነት ውፅኢት ኢዩ እሞ ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ኣላ ኢለን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።