Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ፀገም ምቁርራጥመብራህቲን ማይን ከየጋጥም ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ፀገም ምቁርራጥመብራህቲን ማይን ከየጋጥም ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ገሊፁ።

ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ታረቀኝ ወርቅነህ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ዝቕፅል ቀዳም ዝኽበር በዓል ሓዊሱ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ንሕብረተሰብ ዝተሳለጠ ኣገልግሎት ንምቕራብ ምድላው ከምዝዛዘማ ተዛሪቦም፡፡

ብፍላይ ምቁርራፅ ማይን መብራህቲን ከየጋጥም ካብ ብሕዚኡ ምድላው ከምዝተገበረ ብምሕባር፤ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣመልኪቶም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.