Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ጀርመን ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ጉዲና ኣቶምሳ ቤተ ክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ።

አቲ ምምሕዳር ንስድራ 8 ህይወቶም ዝሰኣኑ ነበርቲ ኢዩ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ ዘሎ።

ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝምራሕ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ኣፅናዕኒዑ።

ንስድራ ተጎዳእቲ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሓገዝ እውን ካብተን ምክትል ከንቲባ ንፕሬዚዳንት መካነ ኢየሱስ ወንገላዊት ቤተ ክርስቲያን ኣረኪበን።

እቲ ሓገዝ ንገዛኽራይን ስድራ ተጎዳእቲ እግሪ ንምትካልን ዝውዕል እንትኸውን፥ ብልዕሊ 216 ሺሕ ወፃኢ ዝተገዝኡ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሓገዝ ከምዝተገበረ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.