Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት  ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ቦሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት  ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ ትማሊ 10 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣማሲዩ ሰዓት 2:19 ሲኖትራክ ብዝበሃል ተሽከርካሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ኣስታት 30 ዓመት ዘለዎም ክልተ መናእሰይ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

እቶም መናእሰይ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ስራሕቲ ሓለዋ ዝነበሩ ከምዝኾኑ ኣብ ኮሚሽን ሓዊን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

መበገሲ ምኽኒያት እቲ ሓደጋ ብፖሊስ ይፃረ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.